Skip to main content
/ SeattleChannel.org / Democracy Voucher Program

Democracy Voucher Program

Democracy Vouchers - Tigrigna / ትግርኛ
Democracy Vouchers Public Service Announcement - Tigrigna / ትግርኛ
8/7/20171:46

ዝተተርጎመ ናይ ህዝቢ ኣገልግሎት መወዓውዒ ፅሑፍ

ናይ ዲሞክራሲ ቨውቸር (Democracy Vouchers) ተቐቢልካዶ? እንተዘይተቐቢልካ፣ሕጂ እውን ክትሓትት ትኽእል ኢኻ!

ከተማ ሲያትል (City of Seattle) ንዝምልከቶም ናይ ሲያትል ነበርቲ ናይ $100 ዲሞክራሲ ቨውቸር (Democracy Vouchers) ይህብ ኣሎ፣ እቶም ነበርቲ እዚ ንባይቶ ከተማ ሲያትል ወይድማ  ናይ ከተማ አማሓዳሪ ንናይ ከተማ ጠበቓነት ንዝወዳደሩ ሕጹያት ተመረጽቲ ይሕግዙሉ።

ብቑዕ ንምዃን፣ ናይ ግድን ናይ ሲያትል ነባራይ ክትከውን ኣለካ፣ ዕድሜኻ እንተወሓደ 18 ዓመት ክትገብር ኣለካ፣ ከምኡድማ ወይ ናይ ዩኤስ ዜጋ ወይድማ ብሕጊ ዝተፈቕደልካ ቀዋሚ ነባራይ ("ወናኒ ቀጠልያ ካርድ") ክትከውን ኣለካ።

ዝተመዝገብካ መራጻይ እንተኾንካ፣ እዞም ቮውቸራት ኣቐዲምካ ወሲድካ ክትከውን ትኽእል ኢኻ። 

ቮውቸራትካ ኣይወሰድካን? ወይድማ ዲሞክራሲ ቨውቸር (Democracy Vouchers) ብካልእ ቋንቋ ክዳለወልካ ትደሊ? መተካእታታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ወይድማ ቮውቸራትካ በቶም ኣገልግሎት እንህበሎም 15 ቋንቋታት ክቐርቡልካ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ሎምዓልቲ ብ 206-727-8855 ርኸበና። ናይ ቋንቋ ደገፍ ንህብ ኢና።

ቮውቸራትካ ንመን ክትህቦም ትኽእል? ሙሉእ ዝርዝር ናይቶም ሕጹያት ተሳተፍቲ ኣብዚ ኣለካ። Visit seattle.gov/democracyvoucher ወይድማ ብ (206) 727-8855 ደዊልካ ብቋንቋኻ ኣስተርጓሚ ክቐርበልካ ሕተት።

7011701-Tigrigna

Filter by Keyword

Display:
Items per page
Display Format

Seattle Channel

Street Address
Seattle City Hall
600 4th Ave
Floor L1
Seattle, WA 98104
Mailing Address
Seattle Channel, City of Seattle
Seattle City Hall
PO Box 94727
Seattle, WA 98124-4727
Phone: 206-684-8821 (TV21)
contact@seattlechannel.org

Channel 21 on Comcast & Wave; HD Channel 321 on Comcast & 721 on Wave
Viewer Comment Line: 206-684-8821
Email: contact@seattlechannel.org